መንፈሳዊነት by

ካብ ሂወት ቅዱሳን

ቅዱስ ኢሲዶር ዝተፈልጠ ካህን ነበረ። ኣብ ኢዱ`ውን 3000 መነኮሳት የመሓድር ነበረ። ናይቲ ዓብይ  ኣቦ ሙሴ ጸሊም ናይ ንስሓ ኣቦ ነበረ። እግዝኣብሔር ከኣ ራእን ናይ ምርኣይን ዲንቂ ተኣምራት ናይ ምግባርን ጸጋ ሂብዎም ነበረ።  እንተ ኮነ ግና ኩሉ ግዜ ካብ መሪር በካት ኣቃሪጾም ኣይፈልጡን ነበሩ። እሞ ሓደ መዓልቲ ሓደ ወደ መዝሙር ናብኡ ጽግዕ ኢሉ ``ኦ ኣቦይ ስለምንታይ ደኣ ትነብዕ ኣለካ? ኢሉ ሓተቶ። ኣባ ኢሲዶር ድማ ``ካብ ብዝሒ ሓጥያተይ ዝተላዕለ ኢየ ዝነብዕ ዘለኩ`` በልዎ። እቲ ወደ መዝሙር ተገሪሙ ``ኦ ኣቦይ ንስካ ድማ ከምዚ ገሩ ዘንብዕ ሓጥያት ኣለካ`` በሎም። ንሶም ድማ ብምግራም ኣንታ ወደይ እግዝኣብሔር ደኣ ይቅረ ይበለለይ እምበር ሓጥያተይ ደኣ ምሳይ ኣርባዕተ ሰባት እንተ ዝበክዩ እካ ንዕኡ ዝኣክል ኣይምኮነን በልዎ። እቲ ወደ መዝሙር ተገሪሙ ንባዕሉ ንዳ በከየ ወጸ እወ ንሱ’ውን ክነብዕ ጀመረ።

እቲ ጻድቅ ብሓያል ገድሊ ዝድሕን ካብ ኮነስ እቲ ዓመጸኛን ሓጥእን ደኣ`ከ ኣበይ ክርአ ኢዩ። 1ይ ጰጥ 4፣18

ተዋህዶ Hawariawit-Emnet.